News Sports Tour Eritrea 2016 Stage 3 (April 21, 2016)

  • 8 years ago
3ይ መድረኽ ዙር ኤርትራ ብዓብላልነት ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ተዛዚሙ
ኣብዚ ካብ ከረን ተበጊሱ ኣብ ኣስመራ ሜዳ ባሕቲ መስከረም ዝተዛዘመ 94 ኪሎ መተር ተቀዳዳማይ ክለብ ጽንዓት ዝኾነ ኤርትራዊ መርሃዊ ጎይትኦም ነታ 5 ዝኣባላታ ቆሪጻ ዝመጸት ጉሩፖ ብምስዓር ዕዉት 3ይ መድረኽ ዙር ኤርትራ ኪኸዉን ከሎ!!
2ይ ተስፋይ ምሕተኣብ (eri)
3ይ ኣድሓኖም ዘሚኪኤል (eri)
4ይ ሃኒባል ተስፋይ (eri)b
5ይሚንኪኤል ሃብቶም (eri)
6ይ ኣሮን ደብረጽዮን (eri)
7ይ ኣማኑኤል ጸጋይ (eri)
8ይ ኣኽሊሉ ገብሪሂወት (eri)
9ይ መርሃዊ ክብሮም (eri)
10ይ ባኒ ኢንጂንዮ (amore vitta)