News Sports Tour Eritrea 2016 Stage 2 (April 20, 2016)

  • 8 years ago
2ይ መድረኽ ዙር ኤርትራ ሎሚ 20-4-2016 ዝነወሐ መድረኹ ማለት ብ179 ኪሎ ሜተር ቀጺሉ ውዒሉ፡ ኣብዚ ካብ ተሰነይ ተበጊሱ ኣብ ኣቑርደት ዝተዛዘመ ከቢድ ውድድር ብዓወት ተቀዳዳማይ ጀርመናዊት ክለብ ባይክ ኤይድ ኤርትራዊ መሮን ቶሾመ ተዛዚሙ።
1ይ መሮን ቶሾመ ክለብ ባይክ ኤይድ
2ይ ሜሮን ኣብርሃም (ሳሊና)
3ይ ሜሮን ኣማኑኤል (ባይክ ኤይድ)
4ይ ባኒ ኢንጀንዮ ( ኣሞረ ቪታ )
5ይ ኤልያስ ኣፎርቂ (ሃ.ጋ. ኤርትራ)
6ይ ሚኪኤል ሃብቶም (ሳሊና)
7ይ ጅን ክላውደ (ርዋንዳ)
8ይ እስላም ሮሞዳን (ግብጺ)
9ይ ኣሮን ደብረጽዮን (ሃ.ጋ.ኤርትራ)
10ይ ኣሕመድ ኦሳማ (ግብጺ)