Tirhas Mehari New Music 2016 Live- መንእሰይ- Bmekniyat Hadish amet

  • 8 years ago
ብምኽንያት ሓድሽ ዓመትን ብዓል ልደትን ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ዞባ እስራኤል ኣብ ዘካየድዎ ጽንብል ካብ ዝነበሩ ናይ ምዝንጋዕ መደባት፣ ድምጻዊት ትርሓስ መሓሪ ኣባል ስምረት ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ ተረኺባ ነቲ ጽንብል ንምድማቕ ዘቕረበታ ደርፊ።

Recommended